Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 1.5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነት ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ክዳውንቲን ገይሩ።

እቲ ዩኒቨርሲቲ፥ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብዘብፀሖ ዕንወት ካብ ከባቢ ዞባ ሰሜን ወሎ ተመዛቢሎም ኣብ ከተማ ደሴ ንዝርከቡ ዜጋታት ኢዩ ሓገዝ ገይሩ።

ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣቡበከር ያሲን፥ “እቲ ሓገዝ ብምንፅር ዘጋጠመ ሓደጋ እኹል ኣይኹን እምበር ኣብ ጎኖም ምዃንና ንምኣይ ኢዩ” ኢሎም፡፡

እቶም ዳይሬክተር ከምዝበሉዎ፥ ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ምግቢን ክዳውንቲን ተገይሩ ኢዩ፡፡

ኣብ ቀፃሊ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምግላፆም እውን ኣሚኮ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.