Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ኢትዮጵያ ዝገጠማ ፈተና ንምፅዋር ምትሕብባር ከምዘድሊ ብምግንዛብ ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉ ወገናት ሓገዝ ምግቢ ከምዝገበረ ዩኒቨርሲቲ ሰመራ ኣፍሊጡ።

ዩኒቨርሲቲ ኣሶሳ ብሓገዝ ዘበርከቶ 50 ኩንታል ሕሩጭ ስርናይን 50 ኩንታል ሩዝን እንትኸውን፥ እቲ ሓገዝ ናብ ሰመራ ዩኒቨርሲቲ ብምጉዕዓዝ ንአመራርሓታት እቲ ዩኒቨርሲቱ ከምዘረከቡ ካብቲ ዩኒቨርሲቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.