Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብክፍሊ ትምህርቲ ጥዕናን ሕጊን ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ፅባሕ ከመርቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ጅማ ብክፍሊ ትምህርቲ ጥዕናን ሕጊን ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ፅባሕ ከመርቕ ኢዩ።

እቲ ዩኒቨርሲቲ ብዶክትሬት ሕክምናን ካልኦት ዘፈራት ሕክምናን ብቀዳማይ ዲግሪ ዘሰልጠኖመር ተምሃሮ ኢዩ ፅባሕ ከምርቕ፡፡

ምክትል ኣካዳሚክ ዲን እቲ ዩኒቨርሲቲ ዶክተር ታደሰ ሃብታሙ ከምዝገለፁዎ፥ እቲ ዩኒቨርሲቲ ብትምህርቲ ሕጊ ትምህርቶም ዝዛዘሙ ተምሃሮ ከመርቕ ኢዩ፡፡

እቲ ዩኒቨርሲቲ ካብዚ ብተወሳኺ፥ ብዓውዲ ሕክምና እንስሳትን ቴክኖሎጂን እናሰልጠኖም ዝፀንሑ ተምሃሮ ሓዊሱ ልዕሊ 900 ተምሃሮ ከምዘምርቕ ተዛሪቦም።

ብኣብዱረህማን መሃመድ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.