Fana: At a Speed of Life!

ዩኒቨርስቲ ወራቤ ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን በር ዝግመት ሓገዝ ንዩኒቨርስቲ ወልዲያ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርስቲ ወራቤ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ዝበፅሖ ዩኒቨርስቲ ወልዲያ ስራሕ ንምጅማር ዝውዕል ልዕሊ 2 ነጥቢ 8 ሚሊየን በር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ገይሩ።

እቲ ዩኒቨርሲቲ ካብ ሞንጎ ዝገበሮም ሓገዛት ኮምፒዩተራት፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት፣ ፈርኒቸራት ከምኡ እውን ንመምሃሪን መመገቢን ተምሃሮ ዘገልግሉ ናውቲታት ዘካትት ኢዩ።

ዩኒቨርሲቲ ወልዲያ ብሙሉእ ዓቕሙ ስራሕ ንኽጅምር እቲ ዩኒቨርሲቲ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምግላፁ ካብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.