Fana: At a Speed of Life!

ዩንቨርስቲታት መንግስቲ ብሓደሽቲ መርሃ ግብሪታት ተምሃሮ ንከይቕበላ ኣንፈት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ዩንቨርስቲታት መንግስቲ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ብሓደሽቲ መርሃ ግብሪታት ተምሃሮ ንከይቕበላ ኣንፈት ሂቡ።

ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሀኑ ነጋ (ፕ/ር)፥ ንኩለን ዩንቨርስቲታት ሎሚ ኣብ ዝፀሓፍዎ ደብዳበ፥ ብቦርድ ኣብ ዝፀደቐን ብሚኒስቴር ትምህርቲ ኣብ ዝተመዝገቡን ሓደሽቲ መርሃ ግብሪታት እተን ዩንቨርስቲታት ተምሃሮ ምቕባል ንከይጅምራ ኣተሓሳሲቦም።

መርሃ ግብሪ ትምህርቲ ተገምጊሞም መስ ልኡኽን ጠመተን ዩንቨርስቲታት ብምጥዕዓም ክሳብ ዝረጋገፅ ዝተተለሙ ሓደሽቲ መርሃ ግብሪታት ንምኽፋት ዝግበሩ መፅናዕቲታት ኣብ ዘለውሉ ንክፀንሑ ከምዝተወሰነ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.