Fana: At a Speed of Life!

ዩንቨርስቲ ባህርዳር 122 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ ባህርዳር 122 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ።

ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ፥ እቲ ዩንቨርስቲ ብዓውዲ ጥዕና ብቑዕን ተወዳዳሪን ተምሃሮ የፍሪ ከምዘሎ ገሊፆም።

ኮርፖሬሽን ሚዲያ ኣምሓራ፥ ኣገልግሎት ማሕበረሰብ ብምሃብ ከምዝፍለጥ እውን ሓቢሮም።

ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝተገበረ ፃዕሪ ከም ኣብነት ረቚሖም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.