Fana: At a Speed of Life!

ዩንቨርስቲ ቦሮና ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ተበፃሕነት ላዕለዎት ትካላት ትምህር ክብ ንምባል ዓሊሙ በ350 ሚሊየን ብር ዝተሃነፀ ዩንቨርስቲ ቦሮና ተመሪቑ።

እቲ ዩንቨርስቲ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመለስ ኣብዲሳ መሪቐምዎ።

ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ዶክተር ቦሩ ጠቼ፥ ዩንቨርስቲ ቦሮና መምሀርቲ ክፍሊታት፣ ምምሕዳር፣ ቤተ ፈተነ፣ ቤተ መፃሕፍቲ፣ ኣዳራሽን ናይ ስፖርት ቦታን ብምክታት ከምዝተሃነፀ ተዛሪቦም።

ንኣገልግሎት ትምህርቲ ዘውዕሉ ካልኦት ናውቲታት እውን ዘማልአ ከመዝኾነ ተገሊፁ።

ምምራቕ ዩንቨርስቲ ቦሮና  ንዓመታት ዝፀንሐ ሕቶ ሰበኽ ሳግምም ምላሽ ዝሃበ ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.