Fana: At a Speed of Life!

ደቡብ ኣፍሪካ ካልኣይ ዙር ክታበት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ምሃብ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኣፍሪካ ካልኣይ ዙር ክታበት መከላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ምሃብ ጀሚራ።

እቲ ክታበት ዕድሚኦም 60ን ልዕሊኡን ዓመት ዝኾኖም ሰባት ዝወሃብ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ሰነ ድማ 5 ሚሊየን ዜጋታት ክታበት ክረኽቡ ኢዮም ዝተብሃለ እንትኸውን፥ ኣብዚ ሰሙን 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሰብ ሞያታት ጥዕና ክኽተቡ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ኣሎ፡፡

ሚኒስቴር ጥዕና እታ ሃገር፥ ኣብቲ ናይ ሕዚ ዙር ስርዓት ሓበሬታ ኤሌክትሮኒክ ክታበት ብምጥቃም ነዋሕቲ ታራታት ክተርፉ ከምዝግበሩ ተዛሪቦም፡፡

ክሳበር ሕዚ ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ዱብ ኣፍሪካ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትተሓዙ፥ ልዕሊ 55 ሺሕ ሰባት ድማ ብምኽንያት እቲ ቫይረስ ህይወቶም ሓሊፉ፡፡

ፍልፍል፡- ቢቢሲ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5…

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.