Fana: At a Speed of Life!

ድልድል ምድብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ሰርዓት ድልድል ምድብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ 2023/24 ኣብ ፈረንሳይ ሞናኮ ዕላዊ ኮይኑ።

ብመሰረት እዚ፦

ኣብ ምድብ A:  ማንችስተር ዩናይትድ ፣ ባይየርን ሙኒክ፣ ኮፐን ሃገን፣ ጋላታሳራይ

ኣብ ምድብ B፡  ኣርሰናል ፣ ሴቪያ፣ ፒ ኤስ ቪ፣ ሌንስ

ኣብ ምድብ C፡  ናፖሊ ፣ ሪያል ማድሪድ፣ ብራጋ፣ ዩኒየን በርሊን

ኣብ ምድብ D፡   ኢንተር ሚላን ፣ ቤኔፊካ፣ አር ቢ ሳልዝ በርግ፣ ሪያል ሶሲዳድ

ኣብ ምድብ E፡ ኣትሌቲኮ ማድሪድ፣ ፌዬኖርድ፣ ላዚዮ፣ ሴልቲክ

ኣብ ምድብ F፡ ፒኤስጂ ፣ ቦሩሲያ ዶርትሙንድ፣ ኤሲሚላን፣ ሊው ካስል

ኣብ ምድብ G፡ ማንቸስተር ሲቲ፣ ኣር ቢ ሌብዚግ፣ ሬድስታር ቤልግሬድ፣ ያንግ ቮይስ

ኣብ ምድብ H፡  ባርሴሎና ፣ ፖርቶ፣ ሻካታር ዶኔስክ ፣ሮያል ኣንትዎርፕ ተመዲበን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.