Fana: At a Speed of Life!

ድሮ ዒድ ኣል ፈጥር ምስ ህዝቢ ከተማ ወልዲያን ኣብቲ ከባቢ ምስ ዘሎ ሰራዊትን ብምኽባረይ ታሕጓስ ይስመዐኒ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ድሮ ዒድ ኣል ፈጥር ምስ ህዝቢ ከተማ ወልዲያን ኣብቲ ከባቢ ምስ ዘሎ ሰራዊትን ብምኽባረይ ታሕጓስ ይስመዐኒ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓሓለፍዎ መልእኽቲ፥  ጀግና ሰራዊትና ድሕንነትን ልምዓትን ህዝቢ ንምኽባር ኩሉ ግዜ ድልዊ ምዃኑ ኣረጋጊፁ ኢዩ ኢሎም።

ብተወሳኺ እዚ ህዝብን ሰራዊትን ብሓድነት ዕላማ ዘፅንዑዎ ህንፃ፥ ኣይኮነን ክደፈርዎ ክፅግዕዎ ዘፍርሕ ኢዩ ክብል ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.