Fana: At a Speed of Life!

ዶክተር ሊያ ታደሰ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ምስ ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመልኪተን ሓዳሽ ምስ ዝተሸማ ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኢትዮጵያ ክላውዴ ጂቢዳር ተዛቲየን።

ዘተአን ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያ ጎንፂን ድርቂን ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታ ዝግበሩ ሰብ ኣዊ ሓገዛት ትኹረት ዝገበረ ኢዩ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ፀገም ዝርከቡ ዜጋታ ዝተመጣጠነ ቀረብ ምግቢ ንምብፃሕ ዝሳለጥ ስራሕ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያ ከምዝተዛተያ እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ፅሒፈን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.