Fana: At a Speed of Life!

ጀርመን ንሴፍቲ ኔትን ምትካል እግሪንእትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ዳይሬክተር ሚኒስትር ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ኣብ ኣፍሪካ ቢሪግት ፒከል ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌዴራልን ህወሓትን ብዛዕባ ዝተገበረ ስምምዕነት ሰላምን ሽርክና ልምዓት እተን ሃገራትን ዝጠመተ ኢዩ።

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ፥ መንገስቲ ፌዴራል ነቲ ስምምዕነት ብህፁፅ ተግባራዊ ንምግባርን ጭቡጥ ውፅኢት ንምርኣይን ቁርፀኛ ከምዝኾነ ኣፅንኦት ሂቦም።

ቢሪግት ፒከል ብግደአን፥ እቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ንኢደን።

ጀርመን ንሴፍቲ ኔትን ምትካል እግሪን እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ድማ ኣፍሊጠን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.