Fana: At a Speed of Life!

ጀርመን 3 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ዋጋ ዘለዎም ን8 ሆስፒታላት ዝኾኑ ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጀርመን 3 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ዋጋ ዘለዎም ን8 ሆስፒታላት ዝኾኑ ደገፍ ናውቲታት ሕክምና ገይሩ።

እቲ ደገፍ ብባንኪ ልምዓት ጀርመን ኣቢሉ ዝተለገሰ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ደገፍ ዝተገበረለን፥ ንሆስፒታል ዓይደር፣ ስፔሻላይዝይድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ፣ ሪፈራል ሆስፒታል ድል ጮራ፣ ሪፈራል ሆስፒታል ኣዳማ፣  ሪፈራል ሆስፒታል ደሴ፣ ሪፈራል ሆስፒታል ፈለገ ህይወት፣ ማእኸል ሜዲካል ዩኒቨርሲቲ ጅማን ሪፈራል ሆስፒታል ኣርባምንጭን ኢየን።

ካብ ናውቲ ሕክምና ብተወሳኺ ነተን ሆስፒታላት ዝኸውን ስልጠና ሀንፀት ዓቕሚን ደገፍ ቴክኒክን ከምዝግበር ተሓቢሩ።

ጀርመን እትገብሮ ደገፍ ብቐፃልነት ኣጠናኺራ ከምእትቕፅል ምግላፃ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.