Fana: At a Speed of Life!

ጀግንነትናን ታሪኽ ወናኒነት ኣቦታትናን ዝፍተሸሉ እዋን ኢዩ – ዶ/ር ይልቃል ከፋለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋኑ ጀግንነትናን ታሪኽ ወናኒነት ኣቦታትናን ዝፍተሸሉ እዋን ከምዝኾነ ርእሰ መምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ገሊፆም።

እቶም ርእሰ ምምሕዳር እዚ ዝበሉ ኣብ ከተማ ቡሬ ኣብ ዝተኻየደ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ዞባ ምዕራብ ጎጃም ኢዩ።

ዶክተር ይልቃል ከፋለ፥ “ኢትዮጵያ ብጀጋኑ ዝተሓፈረትን ዝተዓደለትን ሃገር ኢያ፤ ይኹን እምበር ኩሉ ግዘ እቲ ጅግንነት ምዝካር ጥራሕ እኹል ኣይኸውንን” ኢሎም።

“ወራሪ ሓይሊ ህወሓት ብምድምሳስ ብሓድነትን ብመስዋእትነትን ሃልውናና ነቐፅለሉ እዋን ኢዩ” ክብሉ ምግለፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.