Fana: At a Speed of Life!

ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ሳልሳይ ርባዕ ዓመት ሚኒስትራት ዝተፈላለዩ ኣንፈታት ብምሃብ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ገምጋም ኣፈፃፅማ ሳልሳይ ርባዕ ዓመት ኣብ ኣጀንዳ መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ጠመተ ብምግባር ሎሚ መዓቲ ተዛቲዩ።

ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብቲ ኣፈፃፅማ መደባት ዘተ ድሕሪ ምግባር ቀፀልቲ መደባት ዝምልከት ኣንፈታት ብቀዳማይ ሚኒስትረ ኣቢይ ኣሕመድ ተዋሂቡ።

ብመሰረት እዚ ገምጋም 100 መዓልታት ሎሚ መዓልቲ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.