Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት አትዮጵያ ኣብ ከተማ ሱሉልታ ንዝነብራ ዘኽታማት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት አትዮጵያ ኣብ ከተማ ሱሉልታ ንዝነብራ ዘኽታማት ደቂ ኣንስትዮ ሓገዝ ገይሩ።

ላዕለዋይ ፀሓፊ እቲ ጉባኤ ቀሲስ ታጋይ ታደለ፥ ኣብ ከተማ ሱሉልታ ተረኺቦም እቲ ሓገዝ ኣረኪቦም።

እቲ ጉባኤ ዝገበሮ ሓገዝ ምስ ቤተ ክርስቲያን ኖርዎይ ብምትሕብባር ከምዝኾነ ብምሕባር፤ እቲ ሓገዝ ብቐንዱ ንህፃናት ዝኸውን መሐለዊ ፅሬት፣ ሳሙናን ሳኒታይዘራትን ዘካተተ ከምዝኾ ገሊፆም።

እቲ ሓገዝ ዝተረከባ ተወካሊት ተመዛበልቲ ወይዘሮ ፀሃይ ጌታሁን ብግደአን፥ እቲ ሓገዝ ፀገም ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ምቅላል ፅቡቕ ግደ ከምዘለዎ ምዝራበን ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.