Fana: At a Speed of Life!

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምህልላን ፀሎትን ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሃገራዊ መርሃ ግብሪ ምህልላን ፀሎትን ዕላዊ ገይሩ።

እቲ መርሃ ግብሪ 7 ሚያዚያ 2013 ዓ.ም ሰዓት 9 ብኣቦታት ሃይማኖት በዕሊ ከምዝእወጅ ተገሊፁ።

ካብ 8 ሚያዚያ ጀሚሩ ድማ ንተኸታተልቲ ሸውዓተ መዓልታት ብኹሎም ኣባል ትካላት ሃይማኖት ብተናፀል ዝዳሎ ፀሎትን ትምህርቲን ብኹሎም ማዕኸናት ሚኒዲያ ቴሌቪዥንን ራዲዮም ከምዝመሓላለፍ ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.