Fana: At a Speed of Life!

ጉዳይ ታይዋን ኣብ ርክብ ኣሜሪካ-ቻይና ንድርደር ዘይቐርብ ቀይሕ መስመር ኢዩ-ቺን ጋንግ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዳይ ታይዋን ኣብ ርክብ ኣሜሪካ-ቻይና ንድርደር ዘይቐርብ ቀይሕ መስመር ኢዩ ከብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ቺን ጋንግ ኣፍሊጦም።

ኣብ ጉዳይ ግዝኣት ታይዋን ዝለዓሉ ሕቶታት ውሽጣዊ ጉዳይ ቻይና ከምዝኾኑ እውን ንሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊፀሙሎም።

ቺን ጋንግ፥ ኣሜሪካ መትከል “ሓንቲ ቻይና”ን ቅድም ክብል ብሓባር ዘውፅእዎም ሰለስተ መግለፅታትን ንክተክብር ሓቲቶም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.