Fana: At a Speed of Life!

ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ኣብ ኣፍሪካ ሻምፒየንስ ሊግ  ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ ንጋንታ ኩዕሾ እግሪ ዛንዚባር ኬ ኤም ኤም ብበፂሕኻ መልሲ ብምስዓር ናብ ቀፃሊ ዙር ሓሊፋ፡፡

ካብ ሜዳኣ ወፃእ 2 ን1 ብምስዓር ዝተመሰት ጋንታ ቅዱስ ጊዮርጊስ÷ ናይ መልሲ ፀወታ ሎሚ ሰዓት 10 ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ኣካይዳ፡፡

ኣብቲ ጨወታ ቅዱስ ጊዮርጊስ እናተመርሐት ፀኒሓ ብሸቶታት ዳዊት ተፈራ፣ ናትናኤል ዘለቀን ኣማኑኤል ኣረቦ 3 ን 1 ብምስዓር ተዓዊታ፡፡

እቲ ውፅኢት ስዒቡ 5 ን 2 ብዝኾነ ድምር ውፅኢት ናብ ዝቕፅል ዙር ሓሊፋ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.