Fana: At a Speed of Life!

ጋንታ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ቻምፒየንስ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ምብራቕ ኣፍሪካ 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ መፃረዪ ቻምፒየንስ ሊግ ምብራቕ ኣፍሪካ 2ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚማ።

ኣብ ፍፃመ እቲ ውድድር ምስ ታንዛኒያዊት ጋንታ ጀኬቲ ኩዊንስ ዝገጠመት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ÷ ስሩዕ ፀወታኣ ብማዕረ ውፅኢት ምዝዛሙ ስዒቡ ናብ ፍፁም ቅላዕ ኣምሪሐን፡፡

ብምዃኑ ጋንታ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ 5 ን 4 ተሳዒራ ፅዋዕ ስኢና፡፡

ነዚ ስዒቡ ንኢትዮጵያ ዝወከለት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብቲ ውድድር ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ክትዛዝም ክኢላ፡፡

እቲ ውፅኢት ስዒቡ ሻምፒዮን ምብራቕ ኣፍሪካ ዝኾነት ጋንታ ጄቲኬ ኩዊንስ ብኣሰናዳእነት ኣይቮሪኮስት ኣብ ዝካየድ ዋና ውድድር የቻምፒየንስ ሊግ ከምትሳተፍ ኣረጋጊፃ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.