Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ፀገም ይፈጥር ኣሎ-ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ፀገም ይፈጥር ኣሎ ክብሉ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ገሊፆም።

እቶም ኣምባሳደር ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ መንግስቲ ንሓገዝን ሰላምን ድልው ከምዝኾነ ተዛሪቦም።

ብመሰረት እዚ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን 20 ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ ናብ ትግራይ ከምዝኣተዋ ኣዘኻኺሮም።

መንግስቲ እቲ ደገፍ ንምቕፃል ድልው ከምዝኾነ እውን ሓቢሮም።

ይኹን እንበር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ፀገም ይፈጥር ኣሎ ኢሎም።

ብለይኩን አለም

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.