Fana: At a Speed of Life!

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዛሬማ ንብረት እናዘረፈን እናውደመን ከምዝኸደ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ዛሬማ ንብረት እናዘረፈን እናውደመን ከምዝኸደ ነበርቲ እታ ከተማ ገሊፆም።

እቲ ኣሸባሪ ጉጅለ  ፈንድቃን ዛሪማን ለቒቑ እንትሃድም ኣብ ዛሪማ ከተማ ትከለት ንግዲ፣ መንግሥቲ ወዘተ ኣዕኒዩ ተባሂሉ።

ሰባት እናቐተሉን ገንዘብ እናሕደጉን ከምዝሃደሙ እውን ተገሊፁ።

ኣብዚ ሐዚ እዋን ነበርቲ እታ ከተማ ምምላስ ብምጅማሮም ስሩዕ ምንቅሳቓስ ኣብታ ከተማ ምጅማሩ ኣሚኮ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com7 /fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.