Fana: At a Speed of Life!

ጦር ሩሲያ ዓቢዪ መኽዚን ጦር ዩክሬን ከምዘዕነወ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሩሲያ ዓቢዪ ዝተፈላለዩ ኣፅዋራት ነይሮምዎ ዝተብሃለ መኽዚን ጦር ዩክሬን ከምዘዕነወ ተሓቢሩ።

ኢንተርፋክስ ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ፀሪሑ ከምዝፀብፀቦ፥ ሓይሊታት ሩሲያ ኣብ ዩክሬን ክልል ተርኖፒል ዝርከብ ኣፅዋር ኣሜሪካን ኣውሮፓን ኣፅዋራት ከምዝርከበሉ ዝተገለፀ መኽዚን ብሚሳኤል ካሊብር ኣዕኒዮምዎ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ሰለስተ ሱ 25 ተዋጋእቲ ጀታት ዩክሬን ኣብ ጥቓ ዶኔስክ ወቒዖም ከምዘውደቑ ሚኒስቴር ምክልኻል ሩሲያ ኣፍሊጡ ክብል ቲኣርቲ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.