Fana: At a Speed of Life!

ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ሰልፊ ምንቅስቓስ የኣክል ናብ ዝቕፅል ሰሙን ተመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ተሓሲቡ ዝነበረ ሰልፊ ምንቅስቓስ `የኣክል` ብመሰረት ሕቶ እቲ ዳያስፖራ ናብ ዝቕፅል ሰሙን ተመሓላሊፉ።

ብዙሓት ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ሕዚ እውን ናብ ሃገሮም እናኣተዉ ስለዝኾኑ፥ እቲ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ከምዝካየድ ካብ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.