Fana: At a Speed of Life!

ፈላማይ ስፖርታዊ ውድድር መኪና ኣብ መቐለ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ፈላማይ ስፖርታዊ ውድድር መኪና ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ።

እቲ ውድድር ፎኔክስ ብዝተብሃለ ማሕበር ስፖርታዊ መኪና ዝተሰናደአ እንትኸውን፥ 15 ካብ ኣዲስ ኣበባ 8 ድማ ካብ መቐለ ዝተዓደሙ ተወዳደርቲ ተሳቲፎም።

ንመፈሐምታ እዋን ኣብታ ከተማ ዝተሳለጠ ውድድር፥ ብዙሓት ነበርቲ ከተማ መቐለን ከባቢኣን ከምዝተኸታተልዎ ተገሊፁ።

እተን መካይን ሳልሳይ ብርኪ ጉልበት ፈረስ ዘለወንን ብኢትዮጵያውያን ፕሮፌሽናልን ኣማተርርን ተወዳደርቲ ዝተገንሓን ከምዝኾና ተሓቢሩ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.