Fana: At a Speed of Life!

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብሕልፈት ህይወት ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ኬኒያ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ብሕልፈት ህይወት ላዕለዋይ ኣዛዚ ሰራዊት ኬኒያ ጀኔራል ፍራንሲስ ኦሞንዲ ኦጎላን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ፥ ጀኔራል ፍራንሲስ ኦሞንዲ ኦጎላ ንምርግጋፅ ሰላምን ድሕንነትን ሃገሮምን ቀጣና ኣፍሪካን ዝነበሮም ግደ ልዑል ከምዝነበረ ኣፍሊጦም።

ንሶምን ካልኦት ላዕለዎት መኮንናትን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምሕምሻሽ ነፋሪት ህይወቶም ብምሕላፉ ብባዕሎምን ብሽም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢን ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.