Fana: At a Speed of Life!

ፍሪያት ሓፂነ መፂን ክብ ምባል ኣካል ፖሊሲ ልምዓት ኢንዱስትሪና ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2016 ዓ ም(ኤፍ ቢ ሲ)ፍሪያት ሓፂነ መፂን ክብ ምባል ኣካል ፖሊሲ ልምዓት ኢንዱስትሪና ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ብምጥቃም ፅርየት ዘለዎም መተሓላለፍቲ ገመዳት ልዑል ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንኤሌክትሪክ ኢሉ እውን ንዓውድታት ቴሌኮም ኣብ ውሽጢ ዓዲ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም።

ብተወሳኺ ስራሕቲ ምፍራይ ተሽከርከርቲን መለዋወጥን ብምርኣየይ ሕጉስ ኢየ ክብሉ ገሊፆም።

ብሃገር ቦቆል ኩባኒያታት ተሽከርከርቲን መለዋወጥን ክፈርዩ ምርኣይ ኣዝዩ ዘሐጉስ ኢዩ እውን ኢሎም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.