Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅግና ምስ ኣመራርሓታት ትካላት ፌዴራል ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ለካቲት፣ 2013 (ኤ.ቢ.ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ምስ ኣመራርሓታት ትካላት ፌዴራል ኣብ ፀብፃብ ቁፅፅር ሽዱሽተ ኣዋርሕ፣ መረፃን ስትራቴጂን ከምኡ እው ኣብ ማኒፌስቶን ኣድሂቡ ይዛተ ኣሎ።

እቲ ፓርቲ ኣብ መንፈቕ ዓመት ዝተረኸቡ ኣወዳድባ ሱፐርቪዥን ትካላት ፌዴራል ኣፈፃፅማ ተዛቲዩ ጥንኩር ጎኒታቶም ንኽቕፅሉ ድኽመታቱ ድማ ንኽእረሙ ኣንፈት ከምዝተቐመጠ ተፈሊጡ፡፡

ኣብቲ መድረኽ ብብርኪ ፌዴራል ዝርከቡ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ተሳተፍቲ ከምዝኾኑ ካብቲ ፓርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.