Fana: At a Speed of Life!

ፓርቲ ብልፅግና  ቅርንጫፍ ኦሮሚያ ክልላዊ ኮንፈረንስ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና  ቅርንጫፍ ኦሮሚያ ክልላዊ ኮንፈረንስ የሳልጥ ኣሎ።

እቲ ኮንፈረንስ፥ “ቃል ብተግባር ንምዕባለ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ ዘሎ።

ኣብቲ መድረኽ፥ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ቅርንጫፍ ኦሮሚያ ፍቃዱ ተሰማ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓን ኣባላትን እቲ ፓርቲ ተረኺቦም።

ክሳብ ሐዚ ዘሎ ጉዕዞን ቀፀልቲ ኣንፈታትን እቲ ፓርቲ ዝጠመተ መልእኽቲ ኣብቲ መድረኽ ክመሓላለፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ብኣዳነች ኣበበ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.