Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ሩሲያ ምክያድ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ምስ ሰለስተ ተነሓናሕቲ ዝተፋጠጡሉ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ሩሲያ 2024 ዓ.ም.ፈ ምክያድ ተጀሚሩ።

ንቐፃሊ ሽዱሽተ ናይ ስራሕ ዓማውቲ ሩሲያ ምምሕዳር ኣብ ዝግበር ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ኣርባዕተ ሕፁያት ይነሓንሑ ከምዘለዉ ተሓቢሩ።

ኣብ 2020 ዓ.ም.ፈ ዝተሳለጠ መመሓየሺ ሕገ መንግስቲ ስዒቡ ኣብ ሩሲያ ዝተጀመረ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ።

እቲ መረፃ ኣብ ማእኸል ምርምርን መፅናዕትን ርእይቶ ህዝቢ ሩሲያ ብመሰረት እሃቦ ግምት 71 ሚኢታዊ ተሳትፎ ክህልዎ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ኣርቲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.