Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ሼኽ ካሊፋ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም።

እቶም ፕሬዚዳንት ብዝሓደሮም ሕማም ሕክምና እናተኸታተሉ ፀኒሖም ኣብ 73 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ተገሊፁ፡፡

ሕልፈቶም ስዒቡ ድማ ናይ 40 መዓልቲ ሓዘን ከምዝእወጅ ሚኒስትር ፕሬዚዳንታዊ ጉዳያት እታ ሃገር ፀሪሑ ኣልጀዚራ ፀብፂቡ።

ሼኽ ካሊፋ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ንኣቦኦም ሼክ ካሊፋ ዛይድ አል ናህያን ተኪኦም ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2004 ናብ ስልጣን ምምፀኦም ይፍለጥ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.