Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብዝተረኸበ ተወሳኺ ሜዳልያታት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መለእኽቲ ኣመሓላሊፈን

ኣዲስ ኣበባ ፣  26 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብዝተረኸበ ተወሳኺ ሜዳልያታት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መለእኽቲ ኣመሓላሊፈን።

እተን ፕሬዚዳንት “ኣብ ኦሎምፒክ ቶኪዮ ብደቂተባዕቲዮ  ብ3000 ሜትሮ ውድድር መሰናክል  ሜዳሊያ ብሩር ከምኡውን ብደቂ ኣኒስቲዮ ኣትሌት ጉዳፍ ጸጋይ ብ5 ሺሕ ሜትሮ  ሜዳልያ ነሓስ ረኺባ ኢያ” ኢለን፡፡

ብመሰረት እዚ ኣብ ቶኪዮ ኦሊምፒክ ብዝተረኸበ ተወሳኺ ሜዳልያታት ናይ እንኳዕ ደስ በለኩም መለእኽቲ ምምሕልላፈን ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.