Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ዩ ኤን ኤድስ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2013(ኤፍቢሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ዩ ኤን ኤድስ ተዛቲየን።

እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ጉዳይ ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ምስ ዝሰርሕ ኣካል ውድብ ሕቡራት መንግስታት /ዩኤንኤድስ/ ዋና ፈፃሚት ዋኒ ቢያንዩማን ኢየት ተዛቲየን፡፡

ኣብ ዘተአን ድማ እቲ ውድብ እናሰርሖም ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ኣድሂበን ተመያይጠን፡፡

ኣብ ቀፃሊ እውን ኣብ ኢትዮጵያ ዝርገሐ እቲ ቫይረስ ንምክልኻል ዝተተሓዙ ትልሚታት ልዝብ ምግባረን እውን  ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.