Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ባይደን ሰነድ ስምምዕነት ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ብህፁፅ ተግባራዊ ንክኸውን ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ባይደን ሰነድ ስምምዕነት ቁፅፅር ኣፅዋር ኲናት ብህፁፅ ተግባራዊ ንክኸውን ኣተሓሳሲቦም።

ቤት ምኽሪ ሴናተራት ኣሜሪካ ኣብቲ ዝቐረበ ማዕቐፍ ስምምዕነት ከምዝተስማዕመዐ ተገሊፁ።

ስለዝኾነ እቶም ፕሬዚዳንት ኣውፃእቲ ሕጊ እቲ ስምምዕነት ብህፁፅ ናብ ቤተ መንግፈስቲ ፀዓዱ ንክልእኽዎ ከምዝኣዘዙ ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።

እቲ ረቂቕ ሕጊ ሰባት ኣፅዋር ኲናት ዝዕድግሉ ዕድመ ካብ 18 ናብ 21 ክብ ንክብል ዝድንግግ ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.