Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት እድሪስ ዴቢ ብዝበፅሖም መጥቃዕቲ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቻድ እድሪስ ዴቢ ኣብ እዋን ኲናት ብዝበፅሖም መጥቃዕቲ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ።

ሕልፈት እቶም ፕሬዚዳናት ዝተሰምዐ ምስ ዓመፅቲ እታ ሃገር ኣብ ዝነበረ ውግእ ብዝተፈነወሎም መጥቃዕቲ ድሕሪ ምቑሳሎም ኢዩ፡፡

ኣብ ሃገረ ቻድ ንሻድሻይ እዋን ኣብ ዝተኻየደ መረፃ 80 ሚኢታዊ ድምፂ ከምዝረኸቡ ሎሚ መዓልቲ ተፀብፂቡ ምንባሩ ይፍለጥ፡፡

እዚ ድማ ሃገሮም ንሻድሻይ እዋን ንምምራሕ ዘኽእሎም ድምፂ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.