Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ኮሞሮስ  ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኮሞሮስን ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ኣዛሊ ኣሱማኒ  ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።

ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ አንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሰደር ምስጋኑ ኣርጋ ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

ኣብ ኢትዮጵያ ሕብረት ኣፍሪካዕ ዑደት ንምግባር ከምዝመፅኡ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.