Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዝደንት ሳህለወርቅ ኣብ ምውሳኽ  ሓደጋ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ለበዳ ኮቪድ-19  ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ተሳቲፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ፕሬዝደንት ሳህለወርቅ ኣብ ምውሳኽ  ሓደጋ ለውጢ ከባቢ ኣየርን ለበዳ ኮቪድ-19  ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ተሳቲፈን።

ኣብቲ ብኢንተርኔት ዝተገበረ ዘተ፥ መራሕቲ 30 ሃገራት፣ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላትን ሚኒስትራትን ተረኺቦም።

ፕሬዝደንት ሣህለ ወርቅ፥  መንግስቲ ኢትዮጵያ ለውጢ ከባቢ ኣየር ትኹረት ዝገበረ ኣሰራርሓ ምስ ምቕራፅ ብዝተተሓሓዘ ዝውስዶ ዘሎ ስጉምቲ ኣብሪሀን።

እቶም ሓደጋታት ንምብዳህ ካብ ዓለም ለኻዊ ምትሕብባር ወፃእ ካሊእ ኣማራፂ ከምዘየለ ተዛሪበን።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.