Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኣንጎላ ኣምሪሐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዝዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኮትዲቯ ዝነበረን ፃንሒት ዛዚመን ናብ ኣንጎላ ኣምሪሐን።

እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዝህልወን ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ጆ ማኑዌል ሎሬንሶ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ከምኡ እው እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣመልኪተን ልዝብ ክገብራ ኢየን ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

ኣንጎላ ኣብ ሞንጎ ደቡብ ምዕራብ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ውሽጢ ሕብረት ኣፍሪካ ፅንቶ ፈጠርቲ ካብ ዝበሃላ ሃገራት ሓንቲ ኢያ።

እተን ፕሬዚዳንት ድሕሪ ኣንጎላ ናብ ጋቦን ብምምራሕ ምስ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ክዘራረባ ኢየን ተባሂሉ ትፅቢት ከምዝግበር ኢቢሲ ፀብፂቡ።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.