Fana: At a Speed of Life!

ፕሮጀክት ልምዓት ስኳር በለስ ፍሪያት ፈተነ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ልምዓት ስኳር በለስ ቁፅሪ ሓደ ፍሪያት ፈተነ ብዕዉት ኩነታት ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።

ኣብ ቀረባ እዋን ብዕሊ ከምዝምረቕ እውን ተገሊፁ።

እቲ ፋብሪካ ብሙሉእ ዓቕሙ ናብ ስራሕ እንትኣቱ ኣብ ዓመት ልዕሊ 2 ሚሊየን ኩንታል ስኳር ከፍሪ ይኽእል ኢዩ ዝበል ትፅቢት ኣሎ ከብል ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.