Fana: At a Speed of Life!

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ካልኣይ በረራ ክገብር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ሓምለ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ካብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ካልኣይ በረራ ክገብር ኢዩ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ በይናዊ ደው ምባል ተዂሲ ካብ ዝእውጅ ጀሚሩ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ካብ ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ በረራ ኣውሮፕላን ንምግባር ዘኽእል መድላው ከምዝገበረ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።

ኣብቲ በረራ ልዕሊ 30 ውልቀ ሰባትን ሰራሕተኛታት ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝን ከምዝጓዓዙ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.