Fana: At a Speed of Life!

12 ሺሕ ዶላርን ልዕሊ 58 ሚሊየን ብርን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)12 ሺሕ ዶላርን ልዕሊ 58 ሚሊየን ብርን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ገሊፁ።

ኣብ ጨንፈርኣቢያተ ፅሕፈት ጉምሩኽ ጅግጅጋን ድሬዳዋን ኢዮም እቶም 12 ሺሕ ዶላርን ልዕሊ 58 ሚሊየን ብርን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ክተሓዙ ክኢሎም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.