Fana: At a Speed of Life!

134 መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ነበርቲ ተመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)134 መንበሪ ኣባይቲ ቀበሌ ኣብ ትሑት ናብራ ንዝርከቡ ነበርቲ ተመሓላሊፉ።

እቶም ኣባይቲ ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ዝርከቡ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ካብ እቶም ተረባሕቲ 62 ሚኢታዊ ደቂ ኣኒስቲዮን መናእሰይን አንትኾኑ፥ 22 ሚኢታዊ ድማ ጉድኣት ኣካልን ሽማግለታትን ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።

ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነሽ ኣበቤ፥ መነግስቲ ሕቶ ነበርቲ ኣብ መምላስ ትኹረት ገይሩ ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፀን።

ብተወሳኺ ዜጋታት ፍትሓዊ ተረባሕነት ንምርግጋፅ ኣብ መፃኢሃገራዊ ምርጫ ንቑሕ ተሳትፎ ክገብሩ ይግህባእ ኢለን ክብል ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.