Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2021

ከምቲልሙድ ኣዲስኣበባ ሰላም እያ ክብል ላውረንስ ፍሪማን ተዛሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ትካላት ምዕራባውያንን ኣሜሪካን ካብ ዘውፅእዎ መግለፂ ብተፃራሪ ከምቲ ልሙድ ኣዲስኣበባ ሰላም እያ፤ እኳ ድኣስ መገዲ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ካብ ኣሜሪካ ብዝመፁ ኣውሮፕላናት ተመሊኡ እዩ” ክብል ተንታኒ ፖለቲካ ኣፍሪካ ላውረንስ ፍሪማን…

ብምኽንያት ኲናት ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ወፃእ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ የትምህርቲ ዶክተር ሳሙኤል ክፍሌ ሓይሊ ጥፍኣት ህወሓት ብዝፈጸሞ ወራር  ካብ 1 ነጥቢ 2 ሚሊየን ተምሃሮ ካብ መኣዲ ትምህርቲ ወፃእ ከምዝኾኑ ገሊፆም። ቅድሚ ወርሒ ብዝነበረ መረዳእታ ክሳብ 12 ክፍሊ ዘምህሩ ልዕሊ 1 ሺሕን 600…

ብህወሓት ዘንፀላለወ ስግኣትን ሓደጋን ንምምካት ድሉዋት ኢና – ነበር ኣባላት ሰራዊት ወምበራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓትን መተሓብርቱን ኣቢሉ ኣብ ልዕሊ ሃገር ዘንፀላለወ ስግኣትን ሓደጋን ንምምካት ድሉዋት ከምዝኾኑ ነበር ኣባላት ሰራዊት ወረዳ ወምበራ ገሊፆም። ብኣሰናዳእነት ነበር ኣባላት ሰራዊት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ካልኦት ኣካላት ፀፅታን…

ኣብ ከተማ ቡራዩ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝቀወም ሰልፊ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ቡራዩ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ዝድግፍን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኢድ ኣእታውነት ወፃኢ ዝቃወም ሰልፊ ተኻይዱ። ብከፍያለው ሽፈራ ከባኦም ይሓልዉ/ዋ! ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ! መከላከያ ይደግፉ/ፋ! እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኣብ ሓደወርሒ ብዝተፈፀሙ ገበናት ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ጉድኣት በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ ጥራሕ ብዝተፈፀሙ ገበናት ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ዝግመት ጉድኣት ከምዝበፅሐ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ በጀት ዓመት 2014 ብዝተፈፀመ ጉድኣት እታወት መሰረተ ልምዓት…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዓውደ ትምህርቲ ልዑል ጉድኣት ኣብጺሑ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሕዳር 18፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዓውደ ትምህርቲ ልዑል ጉድኣት ከምዘብፀሐ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ድኤታ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ልዕሊ…

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንወገን ጦር ዝኸውን ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕደር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ከተማ ደባርቕ ብምርካብ ንወገን ጦር ዝኸውን ልዕሊ 31 ሚሊየን ብር ዝግመት ናይ ሰንጋታትን ናውቲን ሓገዝ ገይሩ። ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ነቲ ሓገዝ ኣረኪበን፡፡ ኣብቲ ርኽክብ ሓገዝ ኣፈ ጉባኤ…

ብወራር እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ዝተመዛበሉ ልዕሊ 1 ሚሊየንን 76 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ይግበር ኣሎ – ኣገልግሎት…

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብወራር እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ክልል ኣምሓራን ዓፋርን ዝተመዛበሉ ልዕሊ 1 ሚሊየንን 76 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ እናተገበረ ምዃኑ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን ሰላማዊት ካሳ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…

ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 2 ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናት ኣብ ውሽጢ ቱቦ ተረኺቦም።

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ቂርቆስ ወረዳ 2 ፍሉይ ቦታ ከባቢ ጠበንጃ ያዝ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናት ኣብ ውሽጢ ቱቦ ተረኺቦም። ካብ ሞንጎ ዝተረኸቡ መሳርሒታት ኲናት፥ 1 ተዓፃፊ ከላሽን ምስ 114 መሰል ጠያይቲን 4 ካዝናን፣ 1 ማካሮፍ ሽጉጥ ምስ 7 ፍረ…

ናብ ክልል ትግራይ ቅድሚ ሒደት መዓልቲታት ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ብሓዱሽ ምቕራብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ክልል ትግራይ ቅድሚ ሒደት መዓልቲታት ሰብኣዊ ሓገዝ ከም ብሓዱሽ ምቕራብ ከምዝጀመረ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ ዝገብሮ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ናብቲ ዝገብሮ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ኣውሮፕላናት፥ በረራ ከምዝገበራ እቲ…