ኣብ ምዕዋት ትልሚ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሎም ኣካላት ናይ ባዕሎም ኣብ ምውፃእ ኣሰሮም ንኸዕርፉ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕዋት ትልሚ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሎም ኣካላት ናይ ባዕሎም ኣብ ምውፃእ ኣሰሮም ንኸዕርፉ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
“ኣሰርና ንወለዶና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክፍለ ከተማታት…