Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2022

ከፈልቲ ግብሪ ሓላፍነቶም ብግቡእ ንኽዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያን ኣብ ዘተኣማምን መሰረት ንምቕማጥ ከፈልቲ ግብሪ ሓላነፍቶም ብግቡእ ንኽዋፅኡ ሚኒስቴር እቶት ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሚኒስትር እቶት ወይዘሮ ኣይናለም ንጉሴ፥ ዝማዕበለት ኢትዮጵያን ኢኮኖሚኣ ኣብ ዘተኣማምን መሰረት ንምቕማጥን ኩሎም ከፈልቲ…

ኣሜሪካ ንታይዋን ምጥንቃቕ ደው ንክተብል ቻይና ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንታይዋን ምጥንቃቕ ደው እንተዘይኣቢላ  ቻይና ስጉምቲ ከምእትወስድ ኣፍሊጣ። ምምሕዳር ባይደንን 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ዶላር ዝግመት ሽይጣት ኣፅዋር ኲናት ንታይዋን ንምቕራብ ሕጊ መውፅኢ ኣካል ኣሜሪካ ንምሕታት ከምዝሃቀነ ፖሊቲኮ ኣተሓሳሲቡ።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣልጀርስ ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣልጀርስ ዝነበሮም ፃንሒት ዕላዊ ዑደት ስራሕ ብምዝዛም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብታ ሃገር ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ምስ ፕሬዚዳንት ኣብዱል መጅድ ታቡኔ ብምርኻብ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ኣብ…

1 ሺሕን 30 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ሺሕን 30 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ንተመለስቲ ዜጋታት ኣድላዪ ደገፍን ክንክንን በምግባር ናብ ዝተዳለወሎም መፅንሒ ማእኸል ከምዝኸዱ ተሓቢሩ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

ህወሓት ኲናት ደው ንከብል ማሕበረሰብ ዓለም ፀቕጢ ንክገበር ኤምባሲ ኢትዮጵያ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህወሓት ኲናት ደው ንከብል ማሕበረሰብ ዓለም ፀቕጢ ንክገበር ቤት ፅሕፈት ቀዋሚ ልኡኽ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ሕብረት ኣውሮፓ ሓቲቱ። እቲ ኤምባሲ ኣብ ትዊተር ሒሳቡ፥ መንገስቲ ኢትዮጵያ ብዘይ ምንም ቅድመ ኩነት ንስምመዕነት ሰላም ብዘይምቁራፅ ፃውዒት…

ዓለም ለኸ መበል ራብዓይ ኣኼባ ኮሚቴ ቀጣና ኣፍሪካ ኣልያን ሶላር ኣበ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መበል ራብዓይ ኣኼባ ኮሚቴ ቀጣና ኣፍሪካ ኣልያን ሶላር ኣበ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እቲ ኣኼባ ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት ብኣካል ዝራኸባሉ ፈላማይ መድረኽ አነትኸውን፥ ምስ ሚኒቴር ማይን ኢነርጂን መነገስቲ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ኣብደልመጂድ ታቡን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ፕሬዚዳንታዊ ቤተ መንግስቲ ኣልጀርስ እንትበፅሑ ብፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኣብደልመጂድ ታቡን ኣቀባብላ ተገይሩሎም። ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣልጀርስ ኣብ ዝርከብ  ፋብሪካ መድሓኒት ሳይዳል ዑደት ገይሮም

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣልጀርስ ኣብ ዝርከብ  ፋብሪካ መድሓኒት ሳይዳል ዑደት ገይሮም ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣልጀርስ ኣብ ዝርከብ  ፋብሪካ መድሓኒት ሳይዳል ዑደት ገይሮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብታ ሃገር…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ዝጠመተ ንተወከልቲ ማሕበረሰብ ዓለም መብርሂ ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ዝጠመተ ንተወከልቲ ማሕበረሰብ ዓለምን ሓለፍቲ ሰላምን ፀፅታን ከምኡውን ንወተሃደራዊ ኣመራርሓታት ዝተፈላለያ ሃገራት መብርሂ ይህብ ኣሎ። ዳይሬክተር ጀነራል ርክብ ወፃኢን ወተሃደራዊ ትሕብብርን ሰራዊት…

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ተሓፊራን ተኸቢራን ንክትነብር ኣብ ዝለዓለ ምድላው ይርከብ-ሌ/ጀኔራል ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ክኸፍሉ ዝግባእ መስዋእትነት ብምኽፋል ኢትዮጵያ ተሓፊራን ተኸቢራን ንክትነብር ኣብ ዝለዓለ ምድላው ይርከብ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ተዛሪቦም። ኣካዳሚ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ…