Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2022

ሚካኤል ጎርቫቾቭ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር መራሒ ሶቪየት ሕብረት ሚካኤል ጎሮቫቾቭ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ዝሑል ኲናት ዓለም ብሰላማዊ መገዲ ንኽፍታሕ ከምዘኽኣሉ ዝንገረሎም ጎርቫቾቭ ኣብ 91 ዓመቶም ኢዮም ዓሪፎም። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 1985 ናብ ስልጣን ዝደየቡ…

ዝተኸፈተና ኩለመዳይ ኲናት ኩሉ ዜጋ ብህብረ ብሄራዊ ሓድነት ክምክት ይግባእ – ዶ/ር ለገሰ ቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ናይ ውሽጢ ባንዳታትን ታሪኻዊ ፀላእትናን ተዋዲዶም ዝኸፈቱልና ኩለመዳይ ኲናት ኩሉ ዜጋ ብህብረ ብሄራዊ ሓድነት ክምክት ይግባእ” ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም…

5 ጳጉሜን ዝኽበር መዓልቲ ሓድነት ኣብ መላእ ሃገርን ኤምባሲታት ኢትዮጵያን ክኽበር ኢዩ – ኣሰናዳኢ ኮሚቴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)5 ጳጉሜን ዝኽበር መዓልቲ ሓድነት ኣብ መላእ ሃገርን ኤምባሲታት ኢትዮጵያን ብድምቀት ከምዝኽበር ኣሰናዳኢ ኮሚቴ እቲ በዓል ኣፍሊጡ። ኣካቢ እቲ ኮሚቴ ዝኾኑ ዋና ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ሚኒስቴር ምክልኻል ኮ/ል ጌትነት ኣዳነ፥ “እቲ በዓል…

ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክሓልፍ ዝነበረ ልዕሊ 1 ሚሊየን ብር ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወረዳ በየዳ ናብ ወረዳ ስሃላ ብምቅብባል ንግብረ ራዕዲ ህወሓት ክክበፅሕ ዝነበረ 1 ሚሊየን 235 ሺሕ ብር ከምዝተትሓዘ ዋና ኣዛዚ ክፍለ ጦር ተከዘ ሳልሳይ ሻለቃ ኢንስፔክተር ጀጃው ፈረደ ገሊፆም። እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ሸሊኾም ዝኣተዉ…

በዓል ኣሸንዳ ኣብ ሚሌኒየም ኣዳራሽ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳ ኣብ ሚሌኒየም ኣዳራሽ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ከምዘሎ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። በዓል ኣሸንዳ መግለፂ ሓድነትን ምትሕብባርን ህዝብታት ኢዩ ዝበለ እቲ ምምሕዳር፥ መርኣያ ፍቕሪን ሰላምን ዝኾነ እቲ በዓል ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ…

ልዕሊ 81 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 81 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። ኮሚሽን ጉምሩክ ከምዝበሎ፥ እቶም ናውቲ ኣብ ቅርንጫፍ ቤት ፅሕፈት ሃዋሳ፣ ድሬዳዋን ኣዳማን ኢዮም ተታሒዞም። ኣብ ቁፅፅር ካብ ዝወዓሉ፥ ኣልባሳት፣ ነዳዲ፣…

ዳይና ሊዲያ ታፈሰ ኣብ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ትሕቲ 17 ዓመት ፃውዒት ቀሪቡላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይና ሊዲያ ታፈሰ ብኣሰናዳእነት ህንዲ ኣብ ዝካየድ ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 17 ዓመት ንኽተገልግል ብፊፋ ፃውዒት ቀሪቡላ። ውድድር ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ትሕቲ 17 ዓመት ካብ 1 ክሳብ 20 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ኣብ ህንዲ…

ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ሉኡኻት ደቡብ ኮሪያን ትካል ምግቢ ዓለምን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ከልል ሱማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ምስ ላዕለዋይ ሉኡኻት ኣመራርሓ ደቡብ ኮሪያን ትካል ምግቢ ዓለምን ተዛቲዮም። ኣይተ ሙስጤፌ፥ ኣብቲ ክልል ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ሰብኣዊ ደገፍ ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም። ኣባላት ፓርላማ ደቡብ…

ሓዱሽ ዓመት ንዓወት ዘብፅሑና ክብሪታት ብምጥንኻር ኢና ንቕበሎ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ንዓወት ዘብፅሑና ተመክሮታትን ክብሪታትን ብምጥንኻር ፈተናታት ብዓወት ንምዝዛም ዘኽእሉ ዕድላት ብምፍጣር ኢና ንቕበሎ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት ከበደ ዴሲሳ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥…

ናይጀሪያ ብቦኮሃራም ዝተመዛበሉ ህጻናት ናብ መኣዲ ትምህርቲ ክትምልስ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ናይጀሪያ ብቦኮሃራም መኣዲ ትምህርቶም ዝተመዛበሉ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ህፃናት ናብ ትምህርቲ ናይ ምምላስ መደብ ኣጀሚሩ። እቲ መርሃ ግብሪ ኣብ ሰሜን ምብራቕ ትርከብ ግዝኣት ቦርኖ ዝትግበር እንትኸውን፥ ኣብታ ግዝኣት ብግብረ ራዕዲ ቦኮሃራም ካብ…