Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2022

ኣይተ ርስቱ ይርዳ ኣብ ዞባ ጉራጌ ወረዳ ማረቆ ብኩታ ገጠም እናለምዐ ዘሎ ዝራእቲ ስራናይ ዑደት እናገበሩ እዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ዞባ ጉራጌ ወረዳ ማረቆ ኣብ ናይ ሎሚ ኣዝመራ ቀውዒ ብኩታ ገጠም ሜላ ኣተሓራርሳ እናለምዐ ዘሎ ሕርሻ ስርናይ ዑደት እናገበሩ እዮም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር…

ልዕሊ 195 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን  ጉምሩክ ካብ 11 ጥቅምቲ ክሳብ 17 ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ብዝተገበረ ክትትል  ልዕሊ 195 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተተሓዙ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኮሚሽን 143 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ኣታዊ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን…

ኢንዱስትሪታት ግብርና ንምዕባለ ኢትዮጵያ ልዑል እጃም ከምዘለዎም ኢንዱስትሪ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ዝተዋደደ ፍርያት ግብርና ይርጋለም መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ንኣልማዕቲ ሰብ ሃብቲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ብልምዓት ዝጠንከረት ሃገር ብምፍጣር…

ኣብ ከተማ ባህር ዳር ብልዕሊ 200 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተጣየሸ ፋብሪካ ፁማቕ ማንጎ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኤ ስኩየር ኤ" ተባሂሉ ዝተጣየሸ "ስላይስ" ፋብሪካ ፁሟቕ ማንጎ  ሎሚ መዕልቲ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ተመሪቑ፡፡ እቲ ፋብሪካ ብልዕሊ 200 ሚሊየን ብር ካፒታል ዝተጣየሸ እንትኸውን፥ ኣብ መዕልቲ 112 ሺሕ ሊትሮ ኣብ ዓመት ድማ 33 ሚሊየንን…

መናእሰይ ኣፍሪካ መፃኢ ዕድል ኣፍሪካ ንምውሳን ልዑል ውሽጣዊ ዓቕሚ ኣለዎም-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣፍሪካ መፃኢ ዕድል ኣፍሪካ ንምውሳን ልዑል ውሽጣዊ ዓቕሚ ኣለዎም ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ደጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኢትዮጵያ ዘሰናደአቶ ንፈለማ እዋን ዝካየድ ጉባኤ መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ዱግዳን ቦራን ብኩታ ገጠም ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ዱግዳን ቦራን ብኩታ ገጠም ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣብቲ ወረዳ 8 ሺሕ ሓረስቶት ብኩታ ገጠም ሕርሻ 31 ሺሕ ሄክታር መሬት የለምዑ ከምዘለዉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ብናይ ሓጋይ መስኖ ዝዘርኡ ኣብ ዘለዉ ሓረስቶት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ብናይ ሓጋይ መስኖ ዝዘርኡ ኣብ ዘለዉ ሓረስቶት ዑደት ገይሮም። እቶም ሓረስቶት ብትራክተር ዝሓርሱ ዘለዉ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ዞባ ብናይ ሓጋይ መስኖ 200 ሺሕ ሄክታር መሬት ብስርናይ ክሽፈን ኢዩ…

ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝወድአ ሕድሳት “የሃገር ፍቅር ቴአትር ቤት” ድሕሪ ምዝዝም ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝወድአ ሕድሳት “የሃገር ፍቅር ቴአትር ቤት” ሕድሳቱ ድሕሪ ምዝዝም ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ። ብ1927 ዓ.ም ከምዝተመሰረተ ዝዝረበሉን ብርክት ዝበሉ ህቡባት ከየንቲ ዘፍረየ “የሃገር ፍቅር ቴአትር ቤት”…

ፈላማይ ጉባኤ መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣዳላውነት ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ዝካየድ ጉባኤ መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መአከቢ ኣዳራሽ ሕብረት ኣፍሪካ እናተኻየደ ይርከብ፡፡ ኣተሓሳስባ ፓን ኣፍሪካኒዝምን ፍልስፍን ንሓድሽ ወለዶ ኣፍሪካ ምፍላጥን ሕብረት ምጥንኻርን ዝዕላምኡ…

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ መጀመርያ ርብዒ ዓመት 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ልቓሕ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ መጀመርያ ርብዒ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ። ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ዶክተር ዮሃንስ ኣያሌው ከምዝሓበሩዎ÷ እቲ ባንኪ ኣብ መጀመርያ ርብዒ ዓመት ካብ ዝሃቦ ልቓሕ 4 ነጥቢ…