Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2022

ኢትዮጵያ ፀኒዓ ጠጠው ዝበለት ህይወቶም እንተይሰስዑ ዝህቡ ጀጋኑ ስለዘለዉዋ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፀኒዓ ጠጠው ዝበለት ህይወቶም እንተይሰስዑ ዝህቡ ጀጋኑ ስለዘለዉዋ ከምዝኾነ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ኮሚሽን ፖሊስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ÷ ኣብ ፖሊሳዊ ኣገልግሎት ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣመራርሓታትን ኣባላትን እቲ ሰራዊት…

ፀገም ኣፍሪካ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ትክክለኛ ኣንፈት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ኢዩ – ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገም ኣፍሪካ ብዘላቕነት ንምፍታሕ ትክክለኛ ኣንፈት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ። እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ መናእሰይ ኣፍሪካ ንኣፍሪካዊ ፀገማት ኣፍሪካዊ መፍትሒ ብዝብል መፅናዕታዊ…

ካብ ሰሜን ወሎን ከባቢኡን ብግብረ ራዕዳዊ ህወሓት ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ ከባቢኦም ይምለሱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዞባ ሰሜን ወሎን ከባቢኡን ብግብረ ራዕዳዊ ህወሓት ዝተመዛበሉ ወገናት ናብ ከባቢኦም እናተመለሱ ምዃኖም ተገሊፁ። ካብ ኣላማጣ፣ ቆቦ፣ ዋጃ፣ ባላን፣ ካልኦት ከባቢታትን፤ ብግብረ ራዕዳዊ ጉጅለ ህወሓት ተመዛቢሎም ኣብ መዕቆቢ መዓስከር ጃራ…

መንግስቲ ናፃ ኣብ ዝወፁ ከባብታት ክልል ሰብኣዊ ሓገዝን ናውትታት ሕክምናን ምቕራብ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ናፃ ኣብ ዝወፁ ከባብታት ክልል ትግራይ፤ ሰብኣዊ ሓገዝን ናውትታት ሕክምናን ምቕራብ ጀሚሩ። ኮምሽነር ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ፌደራል ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም ከምዝገለፅዎ÷ መንግስቲ ቅድሚ ሐዚ እናገበሮ ከምዝፀንሐ ዘይተቋረፀ ሰብኣዊ…

መንግስቲ ኣብ ወለዶ ብምስራሕ፤ ሃገር ናይ ምስጋር ስራሕ ብኣድህቦ ይሰርሕ ኣሎ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ወለዶ ብምስራሕ፤ ሃገር ናይ ምሽጋር ስራሕ ብኣድህቦ ይሰርሕ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ህንፀቱ ዝተዛዘመ 2ይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ምፅባቕ ሸገር መሪቖም ከፊቶም። ቀዳማይ…

ካብ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቡ ዝተውሃበ መግለፂ

ህዝቢ ትግራይ ህወሓት ካብ ዝፀዓኖ ኣርዑት ናፃ ንኽኸውን ሰራዊት ምክልኃል ኢትዮጵያ መስዋእቲ እናኸፈለ ይርከብ፡፡ መስዋእሪ እቲ ሰራዊት ፣ክልኻል ዝተሓሰበ ሽቶ ንኸዕውት ህዝቢ ትግራይ ዘይትካእ ግደ እናተፃወተ ይርከብ። ንሰራዊት ምክልኻል ብምክንኻን፣ ስንቂ ብምቕባል፣ ብዛዕባ ዝተሓብኡ ተኸተልቲ…

ካልኣይ ምዕራፍ ፓርክ ሸገር ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ምዕራፍ ፓርክ ሸገር ብ50 ፅምዲታት ስነ-ስርዓት መርዓ ተዐጂቡ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ፡፡ ኣካል ፕሮጀክት ምፅባቐ ሸገር ዝኾነ ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ሎሚ ተመሪቑ ንህዝቢ ክፍቲ ክኸውን እዩ። ኣዲስ ኣበባ ንናብራ ምችውቲን ንሽማ ዝምጥን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ምፅባቕ ሸገር መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ህንፀቱ ዝተዛዘመ ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ምፅባቕ ሸገር መሪቖም ከፊቶም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምርቓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ እታ…

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 298 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥቁር ኣንበሳ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 298 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ። ኣብቲ ምረቓ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ገዛኢ ብሔራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ይናገር ደሴ፣ ፕሬዚዳንት እታ ዩኒቨርሲቲ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃናን ካልኦት…

ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ 17 ጥምረት ኣወዳድባ ዳያስፖራ ኣብ ውፅኢት ሰላማዊ ዘተ ዘይግባእ ፅዕንቶ ንዝፈጥሩ ኣካላት ተቓዊሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ 17 ጥምረት ኣወዳድባ ዳያስፖራ ኣብ ውፅኢት ሰላማዊ ዘተ ዘይግባእ ፅዕንቶ ንዝፈጥሩ ኣካላት ተቓዊሞም። ኣባላት እቲ ጥምረት ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ፥ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ዘሎ ተግባር ከምዝድግፉ ገሊፆም።…