Fana: At a Speed of Life!

ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ 1 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዕንወት ኣብፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ልዕሊ 1 ነጥቢ 644 ቢሊየን ብር ዕንወት ከምዘብፀሐ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ዳይሬክተር ኮሙኒኬሽን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሞገስ መኮንን፥ እቲ ጉጅለ ኣብ ለዕሊ ክልተአን ክልላት ብዝፈፀሞ ወረራ ኣብ ለዕሊ ሃፍቲ ህዝቢ ልዑል ዕንወት ኣብፂሑ ኢሎም።

እቶም መሰረተ ልምዓታት መሊስካ ንምፅጋን በዝተገበረ ፃዕሪ ኣብዝሓ ከባቢታት ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝረኸባ ሓቢሮም።

ዝዓነወ መሰረተ ልምዓታት መሊእኻ ናብ ንቡር ዓቕሙ ንምምላስ 23 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዘድሊ ተዛሪቦም።

ብምስክር ስናፍቅ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.