Fana: At a Speed of Life!

800 ኩባንያታት ቻይና ኣብ ታኒዛኒያ መዋእለ ንዋዮም ንምፍሳስ ድልዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)800 ኩባንያታት ቻይና ኣብ ታኒዛኒያ መዋእለ ንዋዮም ንምፍሳስ ድልዋት ከምዝኾኑ ገሊፆም።

ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኣባላት ማሕበረሰብ ንግዲ ቻይና ምስ ፕሬዚዳንት ታኒዛኒያ ሳሚያ ሱሉሁ ኣብ ዝገበርዎ ዘተ ኢዩ ነዚ ዝገለፁ ተባሂሉ።

መነገስቲ ታኒዛኒያ ኣብ ኢንቨስትመንትን ንህዝቢ ኣብ ዝገብሮ ደገፍን ብምትሕብባር ንምስራሕ ደልዋት ከምዝኾኑ ድማ ተዛሪቦም።

እቶም ኩባኒያታት ኣብ ዓውዲ ሞባይል ኢንዱስት ፣ ጥዕና ፣ ፋብሪካ ተሽከርካሪን ኢንዱስትሪን መዋእለ ንዋዮም ንምፍሳስ ባህጊ ከምዘለዎም ገሊፆም ክብል ዴይሊ ኔሽን ፀብፂቡ።

ብተወሳኺ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ንምስታፍ ከምዝደሊዩ አወን ተሓቢሩ።

 

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.